Audio VOA Tigrigna: Mother and Daughter Reunion from Eritrea/ Ethiopia ዝተበተነት ስድራ ቤት ብህዝቢ ምስ ህዝቢ ተራኺባ

VOA Tigrigna 4_9b

VOA Tigrigna Audio: Mother and Daughter Reunion from Eritrea/ Ethiopia

Mother and daughter phone reunion from Eritrea and Ethiopia for the first time after 15 years. Liten to Audio for full coverage.. 

ዝተበተነት ስድራ ቤት ብህዝቢ ምስ ህዝቢ ተራኺባ

ኣብ ኣስመራን ዓዲግራትን ዝርከባ ኣደን ጓልን ካብ ዝፈላለያ ልዕሊ 15 ዓመታት ሓሊፉ‘ሎ። ዓይኒ ንዓይኒ ዝራኸባሉ ጊዜ‘ውን ኣማዕዲየን ይፅበያ።

ወላዲት ወ/ሮ ሃይማኖት “ኣብ ውሽጢ ገዛ ምስ ደቀይ‘ንዶ ኣረኽበኒ እናበልኩ ንኣምላክ ይልምን ኣብ ዝነበርኩሉ ሰዓት ዘይተፀበየኦ መፀዋዕታ ቴሌፎን ከምዝበፅሐን” ንጓለን ገለፃ።

Listen to Audio Below

305
-