Audio: Interview with Eritrean UN Ambassador – VOA Tigrinia

Interview with Eritrean UN Ambassador Araya Desta with VOA Tigrinia

 

ኤርትራ ኣብ ልዕሊኣ ዝተነብረ ማዕቀብ ክለዓል ሓቲታ

ኤርትራ ነዚ ሕቶ ዘቅረበት ናብ ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት  ኣብ ዘቅረበቶ ፅሑፍ'ዩ። ኤርትራ ብተወሳኺ ነቲ ካብ ናይ ሕቡራት መንግስታት  ተቆፃፃሪ ጉጅለ ዝቀረባ  ክስታት'ዉን ምላሽ ሂባትሉ'ላ  ክብሉ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ገሊፆም።

አምባሳደር አርኣያ ደስታ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ብዛዕባ'ዚ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ቃለ-መጠይቅ ጌሮም'ለው።

ንምስምዑ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

Click Below to listen to the Audio

21
-